Water supply adigrat

Water supply adigrat POSTES OF INFORMATION ABUOT WATER SUPPLY ON MEDAGAME BRANCH

20/07/2026

ናይ ማይ ቢል ብሞባይል ባንክ ንምክፋል
1. ናይ ኣንበሳ ባንክ application ምክፋት
2. Water payment ትመርፅ
3. Adigrat town ትመርፅ
4. Payment code ዝብል መሪፅካ 008-c- ኮድካ ተእቱ
5. ሽም ዓሚልን ኮድን ምስመፀ pay ትብል

29/06/2026

ኣብ ጨንፈር 04 ምስቲ ዘሎ ሕፅረት ማይ ማይ ብሽፍቲ ነከፋፍል ምኻና ዝፍለጥ እዩ በዚ መሰረት ካብ ዕለት 23/10/18 ጀሚሩ ሽፍቲ ማይ ናብ እንዳባጎበዝን ናብ ከተማ መስመርን ተኸፊቱ ምህላው ንሕብር ።
መብርሂ :- አንዳባጎበዝ መስመር ዝበሃል ካብ ኣንበሳ ባንክ ሓዱሽ ዓዲ ጀሚሩ ናብ ያለም ብርሃን ዘሎ መሰመር ጀሚሩ ክሳብ ቤትማርያን ጨቃሉ ዝበሃል ጎልዓ ከባብን ኮይኑ
_ ከተማ ዝበሃል መስመር ካብ ጨንፈር ቤትፅሕፈትና ጀሚሩ ንላዕሊ ክሳብ ዛላንበሳ ኮንደምንየም ንታሕቲ ቅድስቲ አጀለታት ከባቢ ደብረዳሞ ሆቴል ከባቢ ዘሎን ብላዕሊ ካብ ገንኢ ክሳብ እንዳስላሴ ጎድባ ብኣስፋልት ገፅ

18/06/2026

ኩቡራት ነበርቲ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04 ብሙሉኡ , ቀበሌ 02 ዞን 3 ከባቢ እንዳባ ጎበዝን ቀበሌ 05 ዞን 4 ናይ ማይ ግልጋሎት ዝህበኩም ጨንፈር ቤትፅሕፈት ሜዳዓጋመ ኮይኑ እዚ ቤትፅሕፈት ዝርከበሉ ከባቢ እንዳ ሓጎስ ከበደ ጥቃ ኢትዮጵያ ቴለቭዥን ምኻኑ እናሓበርና ዘድሊ ሓበሬታ በዚ ክነመሓላልፍ ሰለዝኾና ክትከታተሉና ነፍልጥ

Address

Adigrat
Adigrat
1212

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Water supply adigrat posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share